"ትንሳኤ ጥበብ ፊልም ኤርትራ" ብዝብል ቴማ ዝተዳለወ ፈስቲቫል ፊልም፡ ቀዳም 21 መጋቢት ኣብ ሲነማ ሮማ - ኣስመራ ተኸፊቱ። እዚ ቀዳማይ ፈስቲቫል ፊልም ምዃኑ ...
እዛ ኣብ ኤርትራ ቅድሚ ገለ ዓመታት ተሰሪሓ ኣብዚ ቀረባ ግዜ ብመገዲ ቻነል ዩቱብ፡ ‘ኤሪ-ኦኣሲስ ኢንተርተይመንት’ ዝተዘርግሐት ፊልም ‘ቬርሶ’፡ ብፍላይ ...